Back to Front Page


Share This Article!
Share
የማንነት ወረራ (Identity Invasion)

የማንነት ወረራ (Identity Invasion)

ከኣያም በል 08-09-2018

እናንተ የኣማራ ልህቃን የማንነት ወረራችሁን የሚታቆሙበት ኣደገኛ ጊዜ ላይ ደርስችኋል። የቅማንት፣ የኣገው፣ የአንጎት፣ የወይጦ ወዘተ ማንነት ወረራችሁ። እንደገና የትግራይ ማንነት ለመውረር ትሞክራላችሁ። ከሙከራ የማያልፈውን ጉዳያ! ኣም - ሓራ (ነፃ ህዝብ) ተብላችሁ በአክሱም ነገስታታ ቦታ ሲሰጣችሁ ማንነታችሁ ከዛም፤ ከዚያም ጥርቅም ነበረ። ለምን ከዚህም ከዚያም እንደነበረ ይገባችሃል። ስትጀምሩ ወጥ የሆነ የማንነት መሰረት ኣልነበራችሁም። በሂደት ኣሁን ኣማራ ክልል እየተባለ የሚጠራው መሬት ይኖሩ የነበሩ ህዝቦች ማንነታቸው ቀማችሁ። ባህላቸው ወረራችሁ። ታሪካቸውና ጀግንነታቸውም ወረራችሁ። ኣሁን ደግሞ ምን ልትጨምሩ ፈለጋችሁ? የትግራዎት ማንነት ለመውረረ? ይልቅኑስ ኣላውሃ ምላሽ መሬታችን መልሱልን!

እናንተ የኣማራ ልህቅን ምናልባት ይህን ድረ ገፅ የሚትጎበኙ ከሆነ የሚከተለውን ሃቅ እንድታውቁና ምናልባትም ወደ ኋላ መለስ ብላችሁ ታሪክና እውነታ ትፈትሹ ዘንድ ይረዳችሁ ይሆናል። እኔ ኣመናችሁም ኣላመናችሁም የራያ ልጅ ነኝ። በትግራይ ውስጥ ቁጥር ኣንድ ኣማራን የሚጠላ ህዝብ የራያ ህዝብ ነው። ኣማራን በማንነቱ ሳይሆን በድርጊቱ በጣም ይጠየፈዋል። ኣማራ ጉልበትና ስልጣን ባገኘበት ጊዜ ሁሉ በራያ ህዝብ ላይ ጡንቻውን ያላሳረፈበት ጊዜ የለም - ለውርደት ቢዳርገውም።

Videos From Around The World

የራያ ህዝብ የኣማራን ነገስታት ጫናና ወረራ ለዘመናት ስከላከል ኑሯል። ከፈሪው ንጉሳችሁ ከኣፄ ልብነህድንግል ጊዜ ጀምሮ። ኣፄ ልብነህድንግል በግራኝ መሃመድ እየተገረፈ ትግራይ ውስጥ ከመወሸቁ በፊት በራያ ህዝብ ላይ ከፍተኛ ወረራ ኣካህደዋል። ነገር ግን በተደጋጋሚ በራያ ህዝብ ጀግንነት ተመትቶ ተመልሰዋል። ከሱ በኋላ የነበሩ የኣማራ ነገስታትም በተደጋጋሚ ኣጥቅተውታል ግን ኣልምበረከክም ባይነቱ በሚገባ ኣሳይታቸዋል። የትግራይን ድምበር ለማስከበር ከናንተ የኣማራ ተስፋፊዎች ለመከላከል በተደጋጋሚ ገፈት ቀማሽ ሁኖ ተዋግቶኣችኋል። ታድያ ይህን ታሪካችሁ ረስታችሁ ኣሁን ኣማራ ነህ እኛ እናውቅልሃለን ለማለት መድፈራችሁ የሰው ፍጡር ዓይነት እንዳልሆናችሁ ያሳያል። ለነገሩ ይህን ታላቅ ተጋድሎ እናንተ ይቅርና የዓድዋና የኣክሱም ወንድሞቻችንም በቂጡ ኣያውቅቱም። ኣላውሃ ምላሽ ኣላውሃ ምላሽ ይላሉ። ያ ወሰን ለዘመናት እንዴት እንደተከበረ ፍንጭም ያላቸው ኣይመስለኝም። የዓድዋና የኣክሱም ጠባብ ልህቃን የራያ ህዝብ ተጋድሎ የሚገባው ዕውቅና ኣልሰጡትም - ይህን እውነታ እናውቃለን፤ ነገር ግን ማንነታችን ኣይቀይረውም። ኣማራዎች ውሸታሞችና ተስፋፊዎች ናችሁ፤ የዓድዋና የኣክሱም ልህቃን ደግሞ ጠባብና የወረዱ ናቸው። እነሱን የፈፀምበትን ግፍ ኣሳክካችሁ (ምክንያት ኣድርጋችሁ) የራያን ህዝብ ማንነት ልታስቀይሩ ሞከራችሁ! shame on you! ግፍና በደል ማንነትን ለመቀየር ምክንያት ን ኣይችልም። ማንነት እንደ ልብስ የሚቀየር ነገር ኣደለም!

ሌላው ይቅርና የትናንቱ የቀዳማይ ወያኔ ትግል እንዴት ትረሱታላችሁ? ኣፄ ሃይለስላሴ ሌላኛው ፈሪ ንጉሳችሁ በራያ ህዝብ ላይ የፈፀመው ግፍ ምን ያህል ኣስከፊ እንደነበረ እንዴት ማስታወስ ያቅታቹሃል? የራያና ኣዘቦ፣ የኣምባላጀ፣ የቦራ ሰለዋ፣ የዋግ ህምራ፣ የቆቦና የራያ ኣላማጣ፣ የኮረም፣ የዋጅራት፣ የእንደራታ፣ የክልተብ ኣብ ላዕሎ ወዘተ ህዝብ በቀዳማይ ወያነ ስታገልህ ጥንስሱ እኮ በደቡብ ትግራይ ነው የነበረው። ለመሆኑ "ወያነ" የሚለው ቃል የራያ ቃል መሆኑ ኣታቁም - ኣማራዎች? ታድያ ወያኔ ነው አማራ ነህ የሚትሉት? ኤረ ባካችሁ እፈሩ! ዋናው ወያነ ማን ሆነና ነው የራያ ህዝብ ኣማራ ነህ የሚትሉት? ለነገሩ ሆድ ስያውቅ ደሮ ማታ ይመስላል።

የኣባታችሁ ሃይለስላሴ ጦከላይ የጠቀስኳቸው ህዝቦች ኣምባላጀ ተራራ ላይ መሽገው ድባቅ ሲመቱት ከወደ እንግሊዝ የጦር እርዳታ በመጠየቅ ህዝባችን ሙሉ ደቡብ ትግራይና መቀለ ደብድበዋል። ተዋጊዎች ሳይሆን ህፃናት፣ እናቶችና ሽማግለዎች ደበድበዋል። ለዛውም በገበያ ቀን። ንብረታቸው ኣውድመዋል። በኣምባላጀ ዙራያ የነበረው ሙሉ መንደር ኣውድመዋል። ንብረታቸው ከብቶቻቸው ኣውድመዋል። ከዛም ኣልፎ በራያ ኣላማጣና ራያ ኣዘቦ ህዝብ በሜዳ እያሰባሰበ እንደ የጀርመኑ ናዚ በጅምላ ጨፍጭፈዋል። ለተከታታይ ዓመታትም ፈረስና በቅሎ እንድሁም መሳርያ እንዳይኖራቸው በግፍ በተለየ ከኢትዮጵያ ህዝብ ለይቶ ኣሰቃይቶኣቸዋል። ይህ ህዝብ ለተከታታይ ዓመታትም የሃይለስላሴ ወታደሮች እንድቀልብ በማድረግ ኢኮኖሚካሊ እንድዳከም ተደርገዋል። የሚያሳዝነው ግፍ የሃይለስላሴ ወታደሮች የተኩስ ኢላማቸው የሚለማመዱት በእረኞች ላይ ነበረ። ለነገሩ ዛሬም በመንጋ ንፁሃን በድንጋይ ወግራችሁ በግፍ እየገደላችሁ ኣደለ! የሞተ ገዳዮች! የኣማራ ገዢ መደቦች ይህን ያህል ርካሾች ናችሁ። ብታምኑም ባታምኑም እኛ የራያ ህዝቦች እንኳን የናንተ ማንነት ሊኖረን ቀርቶ የማንነታችሁ ስምም መስማት ኣንፈልግም። እኛ እንደማንም ትግራዎት ትግራዎት ነን - ለዛውም ጠንከር ያለ ትግራዋይነት። የናንተ ቢጤዎቹ የዓድዋና የኣክሱም ጠባቦች ወንድሞቻችን እኛ የተሻልን ትግራዋዎ ነን ለማለት ቢሞክሩም ፤ እኛ ወደድንም ጠላንም ማንነታችን የታወቀ ነው። ማንነት ፈልገህ የሚታገኘው፤ ወይም ጠልተህ የሚትተዎው፤ ወይም ደግሞ ተገድደህ የሚትቀበለው ነገር ኣደለም! እባካችሁ ትንሽ ነቃ፤ ሰልጠን በሉ።

ኣባታችሁ ሃይለስላሴ ከማይጨው ሲሸሽ የራያ ህዝብ ኣትሽሽ ብሎ ቂጥ ቂጡን ሲመታው የተሰማው ቅሬታ ለመግለፅ " የኣፄ ሃይለስላሴ ታሪክ" በተባለው መፅሃፉ ይህን ህዝብ ምን ብሎ እንደገለፀው ተመልከቱ። ያንን ያህል ደምነት ላይ የገባችሁበት ህዝብ የኛ ነህ ለማለት ኣትሞክሩ። ራስ ስዩም መሬታችን በስጦታ ከሰጧችሁ በኋላ የተደቀሉ ድቅላዎች ሊኖርዋችሁ ይችላሉ። ኢትዮጵያ ኣገራቸው ስለሆነ ራያ ውስጥ በሰላም ይኖራሉ። ድቃሎቻችሁ እየሰበሰባችሁ ግን ባትበጠብጡን መልካም ነው።

ተጋሩ የሕዋትና ድማ

ንትግረዎት ድማ ዝብሎ ነገር ኣለኒ። ኣላውሃ ምላሽ፤ ኣላውሃ ምላሽ ትብሉ! መን እዩ ንዘመናት ኣላውሃ ምላሽ የኽቢርልኩም? መን ዩ ካብ ወረራ ኣምሓራይን ኦሮሞን ተኸላኽልልኩም? መቸም ካብ ዓድዋ መፅእኹም ኣይተዋጋእኹምን። ከይትሕስዉ። ህዝቢ ራያ ሓንሳብ ኦሮሞ ኢኻ ሓንሳብ ኣምሓራይ ኢኻ ትብልዎ። "ዋይ ራያ ዶ ተጋሩ ኢኹም፤ ኦሮሞ ኢኹም ትብሉ"። ንምዃኑ ዘርኡ ዘይፈልጥ ሰ'ዶ ኣሎ እዩ? ኣነ ናይ ኣቦይ ሓረግ ስካብ ሸውዓተ ዘርኡ ይፈልጥ፤ ናይ ኣደይ ውን እስካብ ሸውዓተ ዘርኣ ምናልባትም ካብኡ ዝሃለፈ ይፈልጥ። መን ዩ ካብ ባዕለይ ንላዕሊ ዘርይ ዝነግረኒ? "ካብ ዓዲ ሮማ ያ መፂኡስ ኣበይ ዓድኻ በለኒ"! ካብ ዓድዋ መፂኻስ ናተይ ዘርኢ ትነግረኒ? ድቃላ ናይ ምኒሊክ ወታሃደራ ዓድዋስ ናይ ባዕሉ ማንነት ከይገለፀ፤ ራያ ኣምሓሩ ኢኹም ፤ ራያ ባ ኦሮሞ ኢኹም - ሃጠው ቀጠው። ኦሮሞ ዝኾነ ኦሮሞነቱ ይፈልጥ ዩ። ኣምሓራይ ዝኾነ ውን ኣምሓራነቱ ይፈልጥ ዩ። ትግራዋይ ዝኾነ ውን ትግራዋይነቱ ይፈልጥ ዩ። ራያ ዝባሃል ቦታ እምበር ራያ ዝባሃል ማንነት ውን የለን።

ብምኽንያት ውድብ ህወሓት ንዝሓለፉ 40 ዓመታት ንሕና ህዝቢ ራያ ሰፊሕ ግፍዕ በፂሑና ኣሎ። በዝተዋደደ ናይ ገዛእቲ ደርቢ ዓድዋ ነትወርክ ካብ ማሕበራዊ፣ ኢኮኖሚያዊ፣ ፖለቲካዊ ምንቅስቃስ ናይ'ቲ ክልል ተገሊልና። ኾን ተባሂሉ ፖለቲካዊን ማሕበራዊን ምንቅስቃስና ክዳኸም ተገይሩ እዩ። ኣብ ራያ ዘለው ኩሎም ናይ መንግስቲ ሓለፍቲ ካብ ዓድዋ ዝመፁን ብነትዎርክ ዝተኣሳሰሩን ኮይኖም ነቲ ህዝቢ ብድኽነትን ብፍትሕ ምስኣንን ሰንሰን ኽብል ገይረሞ ዮም። ብስነልቦኡ ንምድኻም "ዓሻሹ ዘይተምሃርኩም" ወዘተ እንዳበሉ የናእስዎ። ነኒባዕሉ የባእስዎ። ጎበዛይ ዝባሃል፣ ደስታ በዛብህ ዝብሃል፣ ሃይለ ኣስፍሃ ዝባሃሉ፣ ኸዚ ውን ዘሎ ከምኡ ውን ኹሎም ናይ ወረዳ መራሕቲ ካብ ሓደ ሩባ ዝተቀድሑ ዮም። ህዝቢ ራያ ከምድልየቶም ረጊፆም ግፍዕ የብፅሐምሉ።

ህዝቢ ራያ ኣብ ኣሪድ ኸባቢ እንትነበር ማይ ብምዑቃር ይፍለጥ። ንዘመናት "ሆረየ" እናዳበለ ብዝፅውዖ ማይ መዑቀሪ ፤ ማይ ከዋህልል ፀኑሑ ዩ። በዚ መንገዲ ድማ ፅም ከፍቱን ፅም ባዕሉን ንምክልኻል ይሙክር ፀኒሁ። ዝገርም ግን ህወሓት ድሕሪ ዓወት ንህዝቢ ራያ ሓንቲ ግድብ ውን ኣይሰርሐትሉን። ኣብ ትግራይ ብዙሓት ግድባት ኣለዋ፤ ኣብ ራያ ግን ንምልክቱ ሓንቲ ውን የላን። ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ሽዱሽተ ዓመታታ ኣብ ማእኸላይ ዞባ ጥራሕ ልዕሊ ኣርባዕተ ግድባት ተሰሪሆም። ንራያ ግን ሓንቲ ክትበፅሓ ኣይክኣለትን። ፌደራል መንግስቲ ዝተመደበ ጎዳጉዲ መኩዓቲ በጀት ውን ኮነ ኢሎም ዘሪፎሞ። ጎልጎል ራያ ፕሮጀክት ውን መራሕቲኹም ሰሪዘሞ። ህዝቢ ራያ ዕልምልም ቅረ ከም ጎልጎል ራያ ፕሮጀክት እንዳበለ ይራገም።

ሃፍቲ ራያ ዝኾነ ሰፊሕ መሬት ዝሽፍን በለስ ብኮችናል ክብላእን ክጠፍእን ተገይሩ። ህዝቢ ራያ ከፍቱን ንባዕሉን ከም ቀለብ ዝጥቀመሉ ዝነበረ በለስ ሓሪምዎ። ሓንቲ ኣረጊት ናይ ችቡድ ፋብሪካ ተኽሎም ኣብ ጎቦታት ራያ ዝነበረ ባህርዛፍ ኣብሪሶሞ። ኣብ ሕጉምብርዳ ዘሎ ፅሕዲ ውን ምቁራፅ ጀሚረሞ ነይሮም። ኣብ ራያ ብውልቀ ሰብ ሃፍቲ ቢራ ፋብሪካ ከይ መራሕቲ ህወሓት ብግልፂ ይቋወሙ ነይሮም። ጎቦታት ትግራይ ንትሩዝም (በፃሕቲ ዓዲ) እንትፋለጡ ጎቦታት ራያ ከም ኣላጀን ፅበትን (ደባርን) ሽሞም ውን ኣይጥቀስን። ካልኦት ጎበታት ትግራይ - ኩጀታት ከይተረፈ - ብቴሌቭዥን ትግራይ እንተፋልጡ ታሪካዊ ጎቦ ኣላጀን ካብ ትግራይ ብብራኸኡ ዝፍለጥ ጎቦ ፅበትን ፈፂሞም ኣይጥቀሱን። ጎበታትና ውን ተገሊሎም። እቲ ምንታይ እት ህዝቢ ብዕኮኖሚ ከይጥቀም። ኣምሓሩ ተጋሩ ኣይኮንኩሙን ክብሉስ ምኽንያት ኣለዎም።

ስምዑ እሞ ውድብ ህወሓት! ሓቢርና ኣይተሰዋእናን ዲና? ህዝቢ ራያ ሪጅን ሰለስተ ኣይተዋገአን ድዩ? ኣይቀለበኩምን? ፃባን ፃዕዳ ጣፍን ኣየቅረበልኩምን? ሃቢርና ኣይቆሰልናን? ከተማታት ራያ ብነፈርቲ ደርጊ ኣይተደብደባን? ወየንቲ ራያ ታሪክ ኣይሰርሑን? ናይ ኒ ወያናይ ሽፋሬ፣ ወያናይ ጥጋቡ ካልኦትን ውዕሎ ረሲዕኩሞ?

ሰሚዕኩምዶ ራያ ትገበረ፣

ድከላሽን ጓንዴ ድስዓረ።

ሰሚዕኩምዶ ሱልልታ ትገበረ፣

ድከላሽን እምኒ ድስዓረ።

ዝብል ናይ ዓወት መግለፂ ላዛ ራያ ረሲዕኩሞ?

ንልዕሊ ኣርብዓ ዓመት ተሸኪምናኩም ኣለና። ካብ በዚ ሕዚ ግን ህወሓት ውሕሉል ስጉምቲ ትወስዱ እፅበ! ኹሉ ትግረዋይ ብማዕረ ትሓቅፍዎ። ካብ ዚ ሕዚ ጀሚሩ ህዝቢን ተወላድን ራያ ተግልሉ ዕድል ኣይህልወኩሙን።

ኣቱም ተጋሩ ናይ ብሓቂ ስሚዕተይ እየ ዝገልፅ ዘለኹ። ኩላህና ተቃሊስና ኩሉ ትግረዋይ ብማዕረ ዝሕበነላ ትግራይ ክንፈጥር ኣለና። እዚ ሓዱሽ ኣማራርሓ ህወሓት ለውጢ ተምፅኡ ፅቡቅ። ተዘይኮይኑ ግን ህወሓት ክንፈታተና ኣለና። ኣብ ሽሬ ዘለኻ ትግረዋይ፣ ኣብ ኣክሱም ዘለኻ ትግረዋይ፣ ኣብ ዓድዋ ዘለኻ ውን ጥኡይ ትግረዋይ፣ ኣብ እንደርታ ቴምቤን ዓጋመ ወዘተ ዘለኻ ትግረዋይ ብህወሓት ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ራያ ዝበፅሕ ዘሎ ግፍዕ፣ ምምሕዳራዊ ፀገም፣ ናይ ፍትሕ ሽግር ወዘተ ተሪርካ ትቃለሶ ኣለካ። ምኽንያቱ ህዝቢ ራያ ኣካልካ እዩ። ህዝብኻ እዩ። ከይድኻ ትነብረሉ፣ትሓርሰሉ፣ ትነግደሉ፣ ትዋሰበሉ ወዘተ። ንሕና ተጋሩ ኹላትና ብመዓርነት እንነብረላን ንኮርዐላን ትግራይ ክንፈጥር ይግባእ! ትግንገለና ኣደና ንገለና ሰበይቲ ኣቦና ክትኸውን የብላን!

ሪክ ታሪክ ህዝቢ ትግራይ ምስ ህወሓት ዝተተብተበ እዩ። ንታሪክናን ንማንነትናን እንትንብል ህወሓት እነክስመሉ ምንም ዓይነት ዕድል የብልናን። ታይ ድኣስ ህወሓት ካብ በዚ ህዚ ካብ ድሌት ህዝቢ ትግራይ ከይወፅዕ ከም ራድዮ ፍሪኮንሲ ክንቃንዮ (tune) ክንገብሮ ኣለና። እናዳቃነይና ፤ እንዳቃነይና ናብ ቅኑዕ መስመር ክነምፅዖ ኣለና። ህዝቢ ትግራይ ዘይደልዮ መራሂ ከውርድ ዓቅምን ስልጣንን ክህልዎ ኣለዎ። ብዝኾነ ግን ናይ ውሽጥና ከም ውሽጥና ንፀላእትና ነዃል ክንገድፈሎም የብልናን። ሎማዕንቲ ከም ሓደ ሰብ ኮይንናን ኣብ ጎኒ ህወሓት ጠጠው እንብለሉ ግዜ እዩ። ሸጥ መዓንጣኻ!

ጭ፤ጭ ትብሉ ትኾኑ ግን ፈተኹም ፀላእኹም ህዝቢ ራያ ኣብ ልቦናኡ ዝመዝገቦ ሓቂ እዙይ እዩ።

 

Back to Front Page