Back to Front Page

ኣደይ : ተወሊዱ ተፉሒኹ

ኣደይ

ተወሊዱ ተፉሒኹ

እድል ረኺቡ ብእግሩ ዝኽደ

አብኽልተ ምንታ እድል ተቀየደ

ሓድን ጋሳ ሓደ ተስደደ

ሕልፍ እሉ ትመሐረ

ናብራ ዘሽነፈ

ኾታ ስድት ዘይተረፈ

ወሊዱ ዘሚድ አዲ እንዳቱ

ስሚጡ ይነብር መልሓሱ ፀቕጡ

ኸምኤውን ኽሳዱ እጉቢጡ

ኣዱ ኸይተመልስ

ድሕሩ ቤቱ ኸይኮስኮስ

ኣንጉዕ ጉልበት ምስፈስስ

እርጋን ምስነገሠ

አእምሮ ሲሕቱ

እግሪ ምስተለውስ

ንብዓት ምስፈስስ

 

ኣፃዳፊ መፀዋእታ

ቃጭል እብ እዝኑ ይድውል

ቁምነገር ግበር መስተግር:

ብሒወት ኸለኻ ዘይጣአምካዮ መቀር

ኽድ መሬት ኣድኻ ተቀበር

ሞት ዘይቀሪ

ዘይኾንካ ዘልእለምትነባሪ

በኣል ወርቂ ኹን በኣል ብሪ:

ኽንደይ ገታእታእ ነውሪ

ኣእፆምትኻ ይደቅስ ብኽሪ:

እብ ሓገርካ ምድሪ::

 

ዝሕዝን ተጋሩ

ሕልፍ ሕልፍ ንትብሉ

ንኽሳለሙ ወይ ንኽስግዱ

ንትግራይ እንተነቂሉ

እንዱአ እምበር ንኽነግዱ

ኣዲ ኸምእብሉ ወይካ ኸእምብሉ

ባሉእሎም እውን ኽነብረሉ ዝኽሉ

ወዲቆም ተሲኧም ኽንዲ ዘማሓይሹ

ዕድሚኧም ሙሉእ እንዳማቶም ኽጣይሹ

የቕንየልና ዘይብሉ

ትርፊ ተንኮል በንቂሮም ኽነቅሉ::

 እትብልኻ  ትጋገ

ይሕመቅ ይፀብቅ

ይድረቅ የንቆጥቁጥ

ኣዳ ኸይናዓቅ

ብዘለካ እጥቅ

ውደቅ ተዋደቅ::

 

ያሬድ ሑልፍ

11-7-19

 

Back to Front Page