አንብጣ ነብይ ዶ ኽብለካ ጠንቓላይ ኃይሊ ኣይሐብካ መዓልቲ ቆፂርካ ንስካውን ዘሪኻ እግሪ እግሪ ኣፉናይ ደበኽ በልካ ዳግማይ::
ኣንታ ጏቢጣ ስማየ ስማይት ዝበርር ጋሬጣ በሊዑ ዘይፀግብ ቃቄጣ ዝዓረፍካዬ ኦም ተድርቅ ኸምቓንጣ ደንዳናይ ትሓላቃይ ዘራይ ድሒሪ ስድሳ ዓመት ምስናይ እንታይዳኣ አምፀኤካ ሒዝኸ ንትግራይ ተኸቲልካ ጠ/ሚንተር ኣብይ ጉደኛ ጠንቓላይ መን እሹኹ ብሐላይ ኣብይ ምኻኑ ናይ ኃፀይ ባንዴራ ተኸታላይ:: ቀውሲ ፈሓራይ ጏንፂ ዘማርትይ ጥምየት ደማራይ ንባዖዳውያን እሹ ሕራይ::
ንስኻ ኸ ኣንበጣ መን ይብልኻ ግብፂዶ ዓርብያ ንትግራይ ንኽተዳኽም ኹሉሳእ ጉያ ጉያ:: ወይከዶ ካሊእ ሞያ ኣብ ታሪኽ ዝስፍር ቅያ::
ያሬድ ሑሉፍ 11-9-19
|