Goytom from Tigrai Investment and Trade Industry Office on Current issues Aug 2015

Current Issue - ኢንቨስትመንት ትግራይ ካበይ ናበይ?






(Aigaforum.com) Aug 08, 2015 - • ብዓለም ለኸ መለክዕታት ስግግር ፕሮጀክት ኢንቨስትመንት አብ ትግራይ ዘሎ ኩነታት አብ ምንታይ ብርኪ ይርከብ ? ከምቲ አብ ኩለን ሃገራት ኣብዚ ከይዲ ክፍተታት እንትርአ እቶም ዘጋጥሙ ፀገማት ንምፍታሕ በቢደረጅኡ ዘለው አመራርሓን ሰብ ሙያን ትግራይ ዝገብርዎ ደገፍን ክክትል እንታይ ይመስል ?




Goytom Interview

• ነዚኦም ካልኦት ሕቶታትን አመልኪቶም ብዝርዝር መልሲ ዝሃቡና አብ ቢሮ ልምዓት ከተማን ንግድን ኢንዳስትሪን ወናኒ አውራ ከይዲ ስራሕ ኢንቨስትመንት አይተ ጎይትኦም ገብረኪዳን ኣብ መብርሂኦም አብ ትግራይ አብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ዓመታት ልዕሊ 38 ቢልዮን ብር ዝግመት ፍቓድ ኢንቨስት ካብ ዝወሰዱ 3983 ሰብ ሃብቲ እቶም ብ14.8 ቢልዮን ብር ዝኸውን ፍቓድ ኢንቨስትመንት 1ሽሕ 138 ፕሮጀክታት አብ 2007 ፈቓድ ምውሳዶም ብምሕባር ንጉዕዞ ኢንቨስትመንት ትግራይ ዘብርሁልና ቃለ መሕትት ይስምዑ።






Opinions and Views published on this site are those of the authors only! Aigaforum does not necessarily endorse them. © 2002-2022 Aigaforum.com All rights reserved.