ሕዳር 14- 2006
ኩነታት ዕዳጋ ኣብ ኣስመራ፡-
- ዓይነት ኣስቤዛ ዝነበረ ዋጋ ወሰኽን ጉድለትን ሐጂ ዘሎ ዋጋ
§ ዋጋ እኽሊ
- ኩንታል መሸላ 1,000 ናቕፋ 80 ናቐፋ ወሲኹ 1,080 ናቕፋ
- ኩንታል ስገም 800 ናቕፋ 400 ናቕፋ ወሲኹ 1,200 ናቕፋ
- ኩንታል ስርናይ 900 ናቕፋ 100 ናቕፋ ወሲኹ 1,000 ናቕፋ
- ኩንታል ዕፉን 1,200 ናቕፋ 150 ናቕፋ ጎዲሉ 1,050 ናቕፋ
- ኩንታል ብርስን 2,700 ናቕፋ 300 ናቕፋ ወሲኹ 3,000 ናቕፋ
- ኩንታል ዓተር 2,500 ናቕፋ 200 ናቕፋ ወሲኹ 2,700 ናቕፋ
- ኩንታል እንጣጢዕ 1,600 ናቕፋ 200 ናቕፋ ወሲኹ 1,800 ናቕፋ
- ኩንታል ኣባዕኸ 4,000 ናቕፋ ከምዘለዎ--------------------------------
- ኩንታል ኒሁግ 1,900 ናቕፋ 100 ናቕፋ ወሲኹ 2,000 ናቕፋ
- ኩንታል ፊኖ 1,600 ናቕፋ 200 ናቕፋ ጎዲሉ 1,400 ናቕፋ
- ኩንታል ጣፍ 1,600 ናቕፋ 100 ናቕፋ ጎዲሉ 1,500 ናቕፋ
(ድኳን ህግደፍ)
- ኩንታል ጣፍ 2,500 ናቕፋ 200 ናቕፋ ወሲኹ 2,700 ናቕፋ (ኣብ ናይ ግሊ ድኳን)
- ኪሎ ሩዝ 33 ናቕፋ 8 ናቕፋ ጎዲሉ 25 ናቕፋ
- ኪሎ ፓስታ 25 ናቕፋ 5 ናቕፋ ጎዲሉ 20 ናቕፋ
- ኪሎ መኮሮኒ 25 ናቐፋ 5 ናቕፋ ጎዲሉ 20 ናቕፋ
- ኪሎ ፋንድሻ 25 ናቕፋ 35 ናቕፋ ወሲኹ 60 ናቕፋ
- ኪሎ ጥሕኒ 15 ናቕፋ 5 ናቕፋ ቀኒሱ 10 ናቕፋ
§ ኣትክልትን ኣሕምልትን፡-
- ኪሎ ኮሚደረ 10 ናቕፋ 9 ናቕፋ ወሲኹ 19 ናቕፋ
- ኪሎ ቀ/ሽጉርቲ 12 ናቕፋ 12 ናቕፋ ወሲኹ 24 ናቕፋ
- ኪሎ ጻ/ሽጉርቲ 68 ናቕፋ 12 ናቕፋ ወሲኹ 80 ናቕፋ
- ኪሎ ካውሎ 8 ናቕፋ 2 ናቕፋ ጎዲሉ 6 ናቕፋ
- ኪሎ ጉዕ በርበረ 20 ናቕፋ ሎውጢ የለን 20 ናቐፋ
- ኪሎ ባናና 7 ናቕፋ ሎውጢ የለን 7 ናቕፋ
- ኪሎ ቀይሕ ሱር 15 ናቕፋ ሎዉጢ የለን-------------------
- ኪሎ ካሮት 5 ናቕፋ 2 ናቕፋ ወሲኹ 7 ናቕፋ
- ኪሎ ለሚን 35 ናቕፋ 15 ናቕፋ ወሲኹ 50 ናቕፋ
- ኪሎ ፓፓዮ 13 ናቕፋ 2 ናቕፋ ጎዲሉ 11 ናቕፋ
- ኪሎ ወይኒ 30 ናቕፋ ሎውጢ የብሉን--------------
- ኪሎ ሜለ 50 ናቕፋ ሎውጢ የብሉን-------------
- ኪሎ ዘይቱን 20 ናቕፋ 5 ጎዲሉ 15 ናቕፋ
- ኪሎ ቡን 110 ናቕፋ 15 ናቕፋ ጎዲሉ 95 ናቕፋ
- ኪሎ ሽኮር (ህግደፍ) 11 ናቕፋ ሎውጢ የለን 11 ናቕፋ
- ኪሎ ሽኮር ኣብ ድኳን 20 ናቕፋ ሎውጢ የለን 20 ናቕፋ
- ኪሎ በርበረ ኢትዮጵያ 80 ናቕፋ 10 ናቕፋ ወሲኹ 90 ናቕፋ
- ኪሎ በርበረ የመን 65 ናቕፋ -ሎውጢ የለን 65 ናቕፋ
- 3 ሊትሮ ዘይቲ (ህግደፍ 90 ናቕፋ ሎውጢ የለን 90 ናቕፋ
- 3 ሊትሮ ዘይቲ (ግሊ ) 160 ናቕፋ---------- ---------- ---------------
- ኣበስንቲ ጠስሚ 250 ናቕፋ 20 ናቕፋ ወሲኹ 270 ናቕፋ
- ኪሎ መዓር 230 ናቕፋ 30 ናቕፋ ወሲኹ 260 ናቕፋ
- ኪሎ ጸባ ኒዶ 90 ናቕፋ 10 ናቕፋ ወሲኹ 100 ናቕፋ
- ሊትሮ ጸባ 14 ናቕፋ 4 ናቕፋ ጎዲሉ 10 ናቕፋ
- ኪሎ ዓሳ 45 ናቕፋ ሎውጢ የለን-------------------
- ኪሎ ስጋ 100 ናቕፋ 10 ናቕፋ ጎዲሉ 90 ናቕፋ
- ሓንቲ ደርሆ 150- 200 ናቕፋ ለውጢ የለን-------------------
- እንቋቑሖ 3 ናቕፋ ሎውጢ የለን----------------
§ ዋጋ ጥሪት፡-
- ዋጋ ሓደ ብዕራይ ካብ 7,000- 8,000 ናቕፋ ምስ ሕሉፍ ሎውጢ የብሉን
- ዋጋ ሓንቲ ላም ካብ 5,000 – 6,000 ናቕፋ
- ዋጋ ሓደ በጊዕ ካብ 600 – 800 ናቕፋ
- ዋጋ ሓደ ጤል ካብ 600 – 700 ናቕፋ
- ዋጋ ሓደ ኣድጊ 1,000 ናቕፋ ኔሩ 300 ወሲኹ 1,300 ናቕፋ ኮይኑ
§ ዋጋ ወርቂ፡-
- ግራም ወርቂ 21 ካራተ 460- 500 ናቕፋ
- ግራም ወርቂ 18 ካራተ 220 ናቕፋ
§ ዋጋ ነዳዲ
- ሊትሮ በንዚን 38 ናቕፋ ሎውጢ የለን
- ሊትሮ ናፍታ 16 ናቕፋ ብኩፐን ጥራሕ ይዕደል
- ሊትሮ ላምባ 9 ናቕፋ ኔሩ 3 ናቕፋ ወሲኹ 12 ናቕፋ ኮይኑ
ብኣጠቓላሊ ዋጋ ዕዳጋታት ኤርትራ ካብ ግዜ ናብ ግዜ እንዳባኣሰ ይኸይድ ከምዘሎን ክብሪ ናይ ዕዳጋ ጥራሕ ከይኣክል`ውን ነቲ ዝርካቡ ንምርካብ ህዝቢ ሪጋ ሒዙ ይሓድር ኣሎ፡፡ ነዚ ኣጋጢሙ ዘሎ ሕጽረታት ንምፍታሕ በቲ ስርዓት ዝግበር ጻዕሪ ኣብ ርእሲ ዘይምህላዉ ንቐጻሊ ውን ኣብ ትሕቲ ጽላል ህ.ግ.ደ.ፍ ተስፋ የልቦን፡፡